Zechariah (6/14)  

1. ከም ብሓድሽ ከአ ኣዒንተይ ኣልዐልኩ፡ እንህ ድም፡ ኣርባዕተ ሰረግላ ኣብ መንጎ ኽልተ ኸረን ኪወጽ ኸለዋ ርኤኹ፡ እትኣ ኣኽራንውን ኣኽራን ኣስራዚ ነበረ።
2. ኣብታ ቕዳመይቲ ሰረገላ አምራት ኣፍራስ፡ ኣብታ ኻልአይቲ ሰረገላ ኸአ መጋላት ኣፍርስ ነብሩ።
3. ኣብታ ሳልሰይቲ ሰረገላ ኣምበላያት ኣፍርስ፡ ኣብታ ራብዐይት ሰረገላ ድማ ጫጎታት ብርቱዓት ኣፍርስ ነበሩ።
4. ኣነ ኸአ ነቲ ዚዛረበኒ ዝነበር መልኣኽ፡ ጐይታየ፡ እዚእቶምሲ እንታይ እዮም፡ ኢለ መለስኩሉ።
5. እቲ መልኣኽ ከአ ከምዚ ኢሉ መለሰለይ፡ እዚኣቶም እቶም ኣብ ቅድሚ እቲ ግይታ ኹላ ምድር ቖይሞም ዚውጹ ኣርባዕተ ንፋሳት ሰማይ እዮም፡
6. ታ መጋልት ኣፍራስ ዘለውዋ ናብ ሃገር ሰሜን ኣቢላ ትወጽእ፡ እቶም ኣምበሌታት ኣፍራስ ከአ ደድሕሪኦም ይውጹ፡ እቶም ጫጎታት ኣፍራስ ድማ ናብ ደቡብ ኣቢሎም ይወጽ።
7. እቶም ሓመራት ከአ ወጽ፡ ንምድር ኺመላለስዋ ድማ ደለዩ። ንሱውን፡ ኪዱ ንምድር ተመላለስዋ፡ በለ። ንሳቶም ከአ ንምድሪ ተመላለስዋ።
8. ሽዑ ንሱ ጸወዓኒ እሞ፡ እንህ፡ እቶም ናብ ሃገር ሰሜን ኣቢልሎ ዝወጹ፡ ኣብ ሃገር ሰሜን ምመፈስሰ ኣህድኡ፡ ኢሉ ተዛረቦም።
9. ከምዝ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር ከአ መጸ፡
10. ካብቶም ምሩኻት ካብ ሔልዳይ፡ ክካ ጦብያ፡ ካብ ያዳዕያ ውሰድ፡ ንናታ ንሳቶም ካብ ባቢሎን ምጺኦም ዝአተውዋ ቤት ዮስይስ ወዲ ጽፎንያስ ሎሚ እቶ፡
11. ብሩርን ወርቅን ውሰድ እሞ ኣኽሊላት ስራሕ፡ ኣብ ርእሲ እቲ ሊቀ ኻህናት እያሱ ወድ የህጻዳቅ ድም ድፍኣል።
12. ግዚኣብህር ጐይታ ሰርዊት ከምዚ ይብል አሎ፡ ኢልካውን ተዛረቦ፡ እቲ ጨንፈር ዝስሙ ሰብኣይ እንሆ ንሱ ኻብ ቦታእ ኺጭንፍር፡ መቕደስ እግዚኣብሄር ድማ ክሀንጽ እይ።
13. ንሱ ምቕደስ እግዝኣብሄር ኪሀንጽ፡ ክብሪ ኸአ ክጸውር፡ ኣብ ዝፋን ድማ ክቕመጥን ክገዝእን እዩ፡ ኣብ ዝፋኑ ኻህን ኪኸውን ዩ።
14. እቲ ኣኽሊላት ከአ ንሄላምን ንጦብያን ንየዳዕይያ ንሄን ወዲ ጸፎንያስን ኣብ መቕደስ እግዚኣብሄር ንመዘከርታ ኪኾኖም እዩ።
15. እቶም ኣብ ርሑቕ ዘለው ኺመጽ ኣብ መቕደስ እግዚኣብሄር ከአ ክሰርሑ እዮም ንስኻትኩም ድማ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ናባኻትኩም ከም ዝለአኽኒ ኽትፍፈጡ ኢኹም። ንቲ ድህይ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ተጥንቂቕክም እንተ ሰማኩም፡ እዚ ኪኸውን እዩ።

  Zechariah (6/14)