Zechariah (5/14)  

1. ከም ብሓድሽ ኣዒንተይ ኣልዐልኩ፡ እንሆ ኸአ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እርእ አሎኹ ምንዋሓ ዕስራ መት፡ ወርዳ ድማ ዓሰርተ እመት ዩ፡ ኢል መለስክ።
2. ንሱ ኽአ በለኒ ዚሰርቕ ዘበለ ኽሉ ብመጠን ቲ ኣብት ኣደ ገጽ ተጽሒፉ ዘሎ ኺድምስስ፡ ብሓሶት ዚምሕል ዘበለ ኹሉ ኸኣ ብመጠን እቲ ኣብቲ ሐደ ገጽ ተጻሒፉ ዘል ኺድምሰስ እዩ እሞ እዚ እቲ ኣብ ዝባን ኩላ ምድሪ ዚወጽእ ምርገም እዩ።
3. ንሱ ኽአ በለኒ ዚሰርቕ ዘበለ ኽሉ ብመጠን ቲ ኣብት ኣደ ገጽ ተጽሒፉ ዘሎ ኺድምስስ፡ ብሓሶት ዚምሕል ዘበለ ኹሉ ኸኣ ብመጠን እቲ ኣብቲ ሐደ ገጽ ተጻሒፉ ዘል ኺድምሰስ እዩ እሞ እዚ እቲ ኣብ ዝባን ኩላ ምድሪ ዚወጽእ ምርገም እዩ።
4. ኣነ ኽወጽኦ እየ፡ ንስ ድማ ናብ ቤት እቲ ስራቕን ንና ቢት እቲ ብስመይ ሐስይ ዝምሕልን ኪአቱ እዩ፡ ኣብ ማእከል ቤቱ ኺነብር፡ ምስናይ ዕጨይታን እምናን ከጥፍኣ እዩ፡ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት።
5. እቲ ዚዛረበኒ ዝነበረ መልኣኽ ከአ ወጸ፡ ኣዒንትኻ ኣልዕል እሞ እዚ ዚወጽእ ዘሎ እንታይ ከም ዝኾነ ርኤ፡ በለኒ።
6. ኣነ ኸአ፡ እዚ እንታይ እዩ፡ በልኩ። ንሱ ድም፡ እቲ ዚወጽእ ኤፋ እዩ፡ ብለ።
7. እንሆ ድማ፡ ሓደ ምክሊት ዓርር ኣልዐሉ፡ ኣብ ማእከል እት ኢፋውን ሓንቲ ሰብይቲ ተቕሚጣ ነበረት።
8. ንስ ኽአ እዚኣ ረሲእነት እያ፡ በለ፡ ናብ ማእከል እቲ ኢፋ ድማ ድርበያ፡ ነት መክሊት ዓርርውን ኣልዐልኩ ርኤኹውን፡ እንሆ ድማ ክልተ ኣንስት ወጻ፡ ኣብ ኣናፈን ከእ ንፋስ ነበረ፡ ከም ኣኽናፍ ከአ ነበረን፡ ንስተን ነት ኤፋ ኣብ መንግ ምድርን ሰማይን ኣልዐላኦ።
9. ነት ዝዛረበኒ ዝነበረ መልኣኽ ከኣ፡ ነዚ ኤፋ ናበይ እየን ዚወስዳኦ ዘለዋ፡ በልክው።
10. ነት ዝዛረበኒ ዝነበረ መልኣኽ ከኣ፡ ነዚ ኤፋ ናበይ እየን ዚወስዳኦ ዘለዋ፡ በልክው።
11. ንሱ ኸአ፡ ቤት ክሰርሓሉስ ናብ ሃገር ሲንኣር እየን ምስ ተዳለወ ኣብኡ ኣብ ስፍራኡ ኺነብር እዩ በለኒ።

  Zechariah (5/14)