Psalms (149/150)  

1. ሃሌሉያ።
2. እስራኤል ብፈጣሪኡ ይተሐጐስ፡ ደቂ ጽዮን ብንጉሶም እልል ይበሉ።
3. ንስሙ ብሳዕሳዒት የመስግንዎ፡ ብኸበሮን በገናን ይዘምሩሉ።
4. እግዚኣብሄር ንህዝቡ ብሂግዎም እዩ እሞ፡ ንትሑታት ብምድሓን ይስልሞም።
5. ቅዱሳን ብኽብሪ ይተሐጐሱ፡ ኣብ መደቀሲኦም እልል ይበሉ።
6. ንሳቶም ኣብ ኣህዛብ ሕነ ንምፍዳይ፡ ህዝብታት ከኣ ንምቕጻዕ፡ ንነገስታቶም ብሰንሰለት፡ ንኽቡራቶም ብመቚሕ ሓጺን ንምእሳር፡ ነቲ ጽሑፍ ፍርዲ ኣብኣቶም ኪፍጽምዎስ፡ ምስጋና እግዚኣብሄር ኣብ ጐረሮኦም፡ ክልተ ዝኣፉ ሰይፊውን ኣብ ኢዶም ይኹን። እዚ ንዂሎም ቅዱሳኑ ኽብሪ እዩ።
7. ንሳቶም ኣብ ኣህዛብ ሕነ ንምፍዳይ፡ ህዝብታት ከኣ ንምቕጻዕ፡ ንነገስታቶም ብሰንሰለት፡ ንኽቡራቶም ብመቚሕ ሓጺን ንምእሳር፡ ነቲ ጽሑፍ ፍርዲ ኣብኣቶም ኪፍጽምዎስ፡ ምስጋና እግዚኣብሄር ኣብ ጐረሮኦም፡ ክልተ ዝኣፉ ሰይፊውን ኣብ ኢዶም ይኹን። እዚ ንዂሎም ቅዱሳኑ ኽብሪ እዩ።
8. ንሳቶም ኣብ ኣህዛብ ሕነ ንምፍዳይ፡ ህዝብታት ከኣ ንምቕጻዕ፡ ንነገስታቶም ብሰንሰለት፡ ንኽቡራቶም ብመቚሕ ሓጺን ንምእሳር፡ ነቲ ጽሑፍ ፍርዲ ኣብኣቶም ኪፍጽምዎስ፡ ምስጋና እግዚኣብሄር ኣብ ጐረሮኦም፡ ክልተ ዝኣፉ ሰይፊውን ኣብ ኢዶም ይኹን። እዚ ንዂሎም ቅዱሳኑ ኽብሪ እዩ።
9. ንሳቶም ኣብ ኣህዛብ ሕነ ንምፍዳይ፡ ህዝብታት ከኣ ንምቕጻዕ፡ ንነገስታቶም ብሰንሰለት፡ ንኽቡራቶም ብመቚሕ ሓጺን ንምእሳር፡ ነቲ ጽሑፍ ፍርዲ ኣብኣቶም ኪፍጽምዎስ፡ ምስጋና እግዚኣብሄር ኣብ ጐረሮኦም፡ ክልተ ዝኣፉ ሰይፊውን ኣብ ኢዶም ይኹን። እዚ ንዂሎም ቅዱሳኑ ኽብሪ እዩ።

  Psalms (149/150)