←  Psalms (134/150)  →

1. እንሆ፡ ኣቱም ብለይቲ ኣብ ቤት እግዚኣብሄር እትቘሙ ኲሉኹም ባሮት እግዚኣብሄር፡ ንእግዚኣብሄር ባርኽዎ።
2. ኣእዳውኩም ናብ መቕደስ ኣልዕሉ፡ ንእግዚኣብሄር ከኣ ባርኽዎ።
3. ሰማይን ምድርን ዝገበረ እግዚኣብሄር ካብ ጽዮን ይባርኽካ።

←  Psalms (134/150)  →