←  Psalms (117/150)  →

1.  ኲሉኹም ኣህዛብ፡ ንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ፡
2.  ጸጋኡ ኣባና ዓብዪ እዩ እሞ፡ ሓቂ እግዚኣብሄር ድማ ንዘለኣለም ይነብር እዩ።

←  Psalms (117/150)  →