Numbers (35/36)  

1. እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ፡ ኣብ ጎላጉል ሞኣብ ኣብ ዮርዳኖስ መንጽር ያሪኮ፡ ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
2. ንደቂ እስራኤል፡ ካብቲ ዝወረስዎ ርስቲ ሌዋውያን ዚነብሩለን ከተማታት ኪህብዎም ኣዝዞም። ኣብ ዙርያ እተን ከተማታት ዘሎ ከባቢኤን ከአ ንሌዋውያን ሀብዎም።
3. ከተማታት ንመቐመጢ ይኹናኦም፡ እታ ኣብ ከባቢኤን ዘላ ምድሪ ድማ ንማሎምን ንጥሪቶምን ንኹሉ እንስስኦምን ትኹን።
4. እታ ንሌዋውያን እትህብዎም ኣብ ከከባቢ ኸተምታት ዘላ ምድሪ ድማ፡ ካብ መከባብያ እታ ኸተማ ብዙርያኣ፡ ምግፋሓ ሽሕ መት ትኹን።
5. ብወጻኢ ኸተማ ብሸነኽ ምብራቕ ከአ ክልተ ኣመት፡ ብሸነኽ ሰሜን ድማ ክልተ ሽሕ እመት ስፈሩ። እታ ኸተማ ኸአ ኣብ ማኣከል ትኹን። እዚ ኸአ ከባቢ እተን ከተማታት ይኹነሎም።
6. እተም ንሌዋውያን እትህብዎም ከተማታት ድማ፡ ቀታል ነፍሲ ምእንቲ ኺሀድመለይ እትህብዎ ሹዱሽተ ኸተማታት መዕቆቢ ይኹና፡ ኣብ ልዕሊኤን ድማ ኣርብዓን ክልተን ከተማታት ሀብዎም።
7. እተን ንሌዋውያን እትህብዎም ከተማታት ኩነለን ኣርብዓን ሾሞንተን ከተማታት፡ መምስ ከባቢኤን ይኹና።
8. ብዛዕባ እተን ካብ ርስቲ ደቂ እስራኤል እትህብዎም ከተማታት ድማ፡ ካብቶም ብዙሕ ዘለዎም ብዙሕ፡ ካብቶም ሒደት ዘለዎም ከአ ሒደት ውሰዱ። ነፍሲ ወከፍ ከም መጠን እታ እተረስተያ ርስቱ ኻብ ከተማታቱ ንሌዋውያን ይሀብ።
9. እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦ፡
10. ንደቂ እስራኤል ተዛረቦም፡ በሎም ከአ፡ ንስኻትኩም ንዮርዳኖስ ናብ ምድሪ ኸንኣን ምስ ተሳገርኩም፡
11. ብዘይ ሓሳብ ነፍሲ ዝቐተለ ቐታሊ ዚሀድመለን ከተማታት ፍለዩ።
12. እቲ ቐታሊ ኣብ ቅድሚ ኣኼባ ንፍሪድ ደው ከየበለ ኸይመውት፡ እዘን ከተማታት እዚኤን ካብቲ ፈዳይ ደም መዕቖቢ ይኹናኹም።
13. እተን እትህብወን ከተማታት፡ ሹዱሽተ ኸተማ መዕቆቢ ይኹናኩም።
14. ሰለስተ ኸተማ ኣብ ስግር ዮርዳኖስ ሀቡ፡ ሰለስተ ኸተማ ኸአ ኣብ ምድሪ ከነኣን ሀቡ፡ ሰለስተ ኸተማ ኸአ ኣብ ምድሪ ከንኣን ሀቡ፡ ከተማታት መዕቆቡ ይኹና።
15. ንደቂ እስራኤል ኮነ፡ ንጓና ኾነ፡ ምሳታቶም ንዚነብር ስደተኛ ኾነ፡ ንጓና ኾነ፡ ምሳታቶም ንዚነብር ስደተኛ ኾነ፡ ነፍስ ወከፍ ብዘይ ፍልጠት ነፍሲ ዝቐተለ ናባታተን ኪሀድም፡ እዘን ሹዱሽተ ኸተማ እዚኤን መዕቆቢ ይኹና።
16. ብኣቕሓ ሓጺን እንተ ወቕዖ ግና፡ እሞ እንተ ሞተ፡ ንሱ ቐታሊ ነፍሲ እዩ። ቀታል ነፍሲ ኸአ ርግጽ ይሙት።
17. ወይስ ኣብ ኢዱ ብዝሓዞ ኪቐትል ብዚኽእል እምኒ እንተ ወቕዖ፡ እሞ እንተ ሞተ፡ ንሱ ቐታል ነፍሲ እዩ። ቀታል ነፍሲ ድማ ርግጽ ይሙት።
18. ወይ ኣብ ኢዱ ብዝሓዞ ኣቕሓ ዕጨይቲ ኪቕትል ብዚኽእል እንተ ወቕዖ፡ እሞ እንተ ሞተ፡ ንሱ ቐታል ነፍሲ እዩ። ቀታል ነፍሲ ኸእር ርግጽ ይሙት።
19. እቲ ፋዳይ ደም ነታ ቐታሊ ይቕተሎ። ምስ ዚረኽቦ ባዕሉ ይቕተሎ።
20. ብጽልኢ እንተ ደፍኦ ኸአ፡ ወይ ተጸናትዩ ገለ እንተ ደርበየሉ፡ እሞ እንተ ሞተ፡
21. ወይ ጽልኢ እንተ ደፍኦ ኸአ፡ ወይ ተጸናትዩ ገለ እንተ ደርበየሉ፡ እሞ እንተ ሞተ፡ እቲ ዝወቕዖ ቐታል ነፍሲ እዩ እሞ፡ ርግጽ ይሙት። እቲ ፈዳይ ደም ነቲ ቐታሊ ምስ ዚረኽቦ ይቕተሎ።
22. ብጽልኢ ዘይኮነ ብድንገት እንተ ደፍኦ ግና፡ ንሱ ጸላኢኡ እንተ ዘይነበረ፡ ወይ ከአ ንኽፉኡ እንተ ዘይደለየ፡ ወይ ከይተጸናተወ ገለ ነገር እንተ ደርበየሉ፡ ወይ ከይረአዩ ኪቐትል ብዚኽእል እምኒ እንተ ደርበየሉ፡ እሞ እንተ ሞተ፡
23. ብጽልኢ ዘይኮነ ብድንገት እንተ ደፍኦ ግና፡ ንሱ ጸላኢኡ እንተ ዘይነበረ፡ ወይ ከአ ንኽፉኡ እንተ ዘይደለየ፡ ወይ ከይተጸናተወ ገለ ነገር እንተ ደርበየሉ፡ ወይ ከይረአዩ ኪቐትል ብዚኽእል እምኒ እንተ ደርበየሉ፡ እሞ እንተ ሞተ፡
24. ሽዑ እቲ ኣኼባ ኣብ መንጎ እቲ ወቓዕን ኣብ መንጎ እቲ ፈዳይ ደምን በዚ ሕጊ እዚ ይፍረድ፡
25. እቲ ኣኼባ ኸአ ነቲ ቐታሊ ኻብ ኢድ እቲ ፈዳይ ደም የድሕኖ፡ እቲ ኣኼባ ድማ ናብታ ሀዲሙላ ዝነበረ ኸተማ መዕቆቢቱ ይምለሶ። እቲ ብቕዱስ ኣብዚ እተቐብኤ ሊቀ ኻህናት ክሳዕ ዚመውት ኣብኣ ይጽናሕ።
26. እቲ ቐታሊ ኻብ ዶብ እታ ዝሀደመላ ኸተማ መዕቖቢቱ እንተ ወጸ ግና፡
27. እቲ ፈዳይ ደም ከአ ኣብ ወጻኢ ዶብ እታ ኸተማ መዕቆቢቱ እንተ ረኸቦ፡ እቲ ፈዳይ ደም ድማ ነቲ ቐታሊ እንተ ቐተሎ፡ ዕዳ ደም የብሉን።
28. እቲ ቐታሊ ኽሳዕ ሞት እቲ ሊቀ ኻህናት ኣብታ ኸተማ መዕቆቢቱ ኽጸንሕ ይግብኦ ነይሩ እዩ እሞ፡ ድሕሪ ሞት ኣቲ ሊቀ ኻህናት ግና ናብታ ምድሪ ርስቱ ይመለስ።
29. እዚ ኣብ ኩሉ እትነብርዎ ንውሉድ ወለዶኹም ሕጊ ፍርሲ ይኹነልኩም።
30. ነፍሲ ዝቐተለ ዘበለ እቲ ብኣፍ ምስክር ይቀተል፡ ምስክር ሓደ ግና ንሞት ነፍሲ ምስክር ኣይኹን።
31. ካብቲ ሞት ዝግብኦ ቐታሊ ጋር ነፍሲ ኣይትቀበሉ፡ ርግጽ ሞት ደአ ይሙት።
32. ስለ እቲ ናብ ከተማ መዕቖቢቱ ዝሀደመ ሊቀ ኻህናት ከሞተ ምእንቲ ናብ ዓዱ ኽምለስ ኢልኩም ጋር ኣይትቀበሉ።
33. ደም ንሱ ነታ ሃገር የርክሳ እዩ እሞ፡ ነታ ዘሎኽምዋ ሃገር ኣይተርክስዋ። እታ ሃገር ድማ ብዛዕባ እቲ እተኻዕዋ ደም ብጀካ ደም እቲ ደም ዝኸዐወ ኣይትዕረቕን ኣያ።
34. ኣነ እግዚኣብሀር ኣብ ማእከል ደቂ እስራኤል እሐድር እየ እሞ፡ ነታ ኣነ ኣብ ማእከላ ዝሓድራ፡ ንስኻትኩም ድማ እትነብርዋ ሃገር ኣይተርክስዋ።

  Numbers (35/36)