| ← Micah (2/7) → |
| 1. | ትንቢት ሚክያስ ጎደሎ |
| 2. | ትንቢት ሚክያስ ጎደሎ |
| 3. | ነቶም ዚንበዩ፡ ኣይትነበዩ፡ ይብልዎም። ነዚኣቶም እንተ ዘይትነበዮሎም እኳ፡ ነውሪ ኣይኪርሕቕን እዩ። |
| 4. | ነቶም ዚንበዩ፡ ኣይትነበዩ፡ ይብልዎም። ነዚኣቶም እንተ ዘይትነበዮሎም እኳ፡ ነውሪ ኣይኪርሕቕን እዩ። |
| 5. | ነቶም ዚንበዩ፡ ኣይትነበዩ፡ ይብልዎም። ነዚኣቶም እንተ ዘይትነበዮሎም እኳ፡ ነውሪ ኣይኪርሕቕን እዩ። |
| 6. | ነቶም ዚንበዩ፡ ኣይትነበዩ፡ ይብልዎም። ነዚኣቶም እንተ ዘይትነበዮሎም እኳ፡ ነውሪ ኣይኪርሕቕን እዩ። |
| 7. | ኣታ ቤት ያእቆብ እትብሀል፡ መንፈስ እግዚኣብሄር ሐጺሩ እዩ፡ ግናኸ እዚ ድዩ፡ ነቲ ብቕንዕና ዚኸይድሲ ቓላተይዶ ሰናይ ኣይኮነን፡ |
| 8. | ህዝበይ ግና ካብ ቅሩብ ጊዜ ጀሚሩ ኸም ጸላኢ ተላዕለ፡ ነቶም ጸረ ውግእ ዝኾኑ ሀዲኦም ዚሐልፉስ ባርኖሶም ካብ ልዕሊ ቐሚሾም ትገፉ። |
| 9. | ነንስቲ ህዝበይ ካብ ኣባይቲ ደስታኤን ትሰጉወን፡ ካብ ደቀን ክብረተይ ንሓዋሩ ትወስዱ። |
| 10. | ብሰሪ እቲ ሕሱም ጥፍኣት ዘኢጥፍእ ርኽሰት፡ እዚ ስፍራ ዕረፍትኹም ኣይኮነን እሞ፡ ተንስኡ፡ ኪዱ። |
| 11. | ኣነ ብዛዕባ ወይንን ብርቱዕ መስተን ከንበየልካ፡ ኢሉ ደድሕሪ ንፋስ ዚስዕብን ሓሶት ዚዛረብን እንተሎ፡ ንሱ ነዚ ህዝቢ እዚ ነብዩ ይኸውን። |
| 12. | ዎ ያእቆብ፡ አነ ኽእክበካ፡ ኩለንትናኻ ኽእክብ፡ ነቲ ተረፍ እስራኣኤል ብርግጽ ክእክቦ እየ። ከምተን ኣባጊዕ ቦጽራ፡ ኣብ መጓሰይኣ ኸም ዘላ መጓሰ ብሓባር ከምጽእ እየ። ካብ ብዝሒ ሰብ እተላዐለ ብርቱዕ ወኻዕታ ኪኸውን እዩ። |
| 13. | እቲ ጠሓሲ ኣብ ቅድሚኦም ይድይብ፡ ንሳቶም ይጥሕሱ፡ ናብታ ደገ ኸአ ይሐልፉ፡ እግዚኣብሄር ከአ ኣብ ርእሶም ይኸውን። |
| ← Micah (2/7) → |