| ← Job (25/42) → |
| 1. | ድሕርዚ ቢልዳድ ሹዋዊ ኸምዚ ኢሉ መለሰ፡ |
| 2. | ምልክን ረዓድን ናቱ እዩ፡ ኣብ ኣርያሙ ሰላም ይገብር። |
| 3. | ንሰራዊቱ ኪቘጽሮም ዚኽእል መን እዩ? ብርሃኑ ዘይበረቖኸ መን አሎ? |
| 4. | ሰብ ደኣ ኸመይ ገይሩ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኪጸድቕ? ወይ ውሉድ ሰበይቲ ኸመይ ኢሉ ንጹህ ኪኸውን ይኽእል? |
| 5. | ኣሽንኳይ ሰብ እዚ ሓሰኻ፡ ወዲ ሰብ እዚ እብእብሲ፡ እንሆ፡ ወርሒ እኳ ደሚቓ ኣይትበርህን፡ ከዋኽብቲውን ኣብ ቅድሚኡስ ጽሩያት ኣይኰኑን። |
| 6. | ኣሽንኳይ ሰብ እዚ ሓሰኻ፡ ወዲ ሰብ እዚ እብእብሲ፡ እንሆ፡ ወርሒ እኳ ደሚቓ ኣይትበርህን፡ ከዋኽብቲውን ኣብ ቅድሚኡስ ጽሩያት ኣይኰኑን። |
| ← Job (25/42) → |