Habakkuk (2/3)  

1. ብዛዕባ እቲ ኼትዔይ ንሱ እንታይ ከም ዚዛረበንን ኣነ እንታይ ከም ዝመልሰሉን ተጠንቂቐ ኽርእስ፡ ኣብቲ መሐለውየይ ደው ክብል፡ ኣብ ልዕሊ ግምቢውን ክቕውም እየ።
2. እግዚኣብሄር ድማ፡ እቲ ራእይ ንምዱብ ጊዜ እዩ፡ ናይ መወዳእታ ይቕልጥፍ አሎ፡ ኣይሕሱን ከአ እዩ። ብርግጽ ኪመጽእ ኣይኪድንጉን ድማ እዩ እሞ፡ እንተ ደንጎየ እኳ ተጸበዮ። ስለዚ ብጉያ ኺንበብሲ፡ ነቲ ራእይ ጽሐፎ፡ ኣብ ሰሌዳታትውን ቅረጾ፡ ኢሉ መለሰለይ።
3. እግዚኣብሄር ድማ፡ እቲ ራእይ ንምዱብ ጊዜ እዩ፡ ናይ መወዳእታ ይቕልጥፍ አሎ፡ ኣይሕሱን ከአ እዩ። ብርግጽ ኪመጽእ ኣይኪድንጉን ድማ እዩ እሞ፡ እንተ ደንጎየ እኳ ተጸበዮ። ስለዚ ብጉያ ኺንበብሲ፡ ነቲ ራእይ ጽሐፎ፡ ኣብ ሰሌዳታትውን ቅረጾ፡ ኢሉ መለሰለይ።
4. እንሆ፡ ነፍሱ ተነፊሓ ኣብኡውን ዘይቅንዕቲ እያ። ጻድቕ ግና ብእምነቱ ይነብር።
5. ወይኒ ኸአ መጋገዩ እዩ፡ እቲ ዕቡይ ሰብ ኣብ ስፍራኡ ኣይሀድእን፡ ነፍሱ ኸም ሲኦል የግፍሕ፡ ከም ሞት እዩ እሞ ኣይጸግብን፡ ንኹላቶም ኣህዛብ ናብኡ ይእክቦም፡ ንኹላቶም ህዝብታት ከአ ናብኡ ይኣኻክቦም።
6. እዚኣቶም ኩላቶም፡ እቲ ዘይናቱ ዚእክብ፡ ኣብ ረእሱ ኸአ ዕርቡን ዚጸውር ወይለኡ፡ ክሳዕ መኣዝከ እዩ፡ እናበሉ ብምስላን ብምሳሌ ጸርፍንዶ ኣየልዕልዎን እዮም፡
7. እቶም ዚነኽሱኻዶ ብድንገት ኣይትንስኡን፡ እቶም ዚንዝንዙኻስ ኣይነቕሑንዶ እዮም፡ ንስኻውን ዘመቲኦም ክትከውን ኢኻ።
8. ንስኻ ብዙሓት ኣህዛብ ስለ ዝዘመትካ፡ እቶም ዝተረፉ ህዝብታት ድማ ኩላቶም ንኣኻ ብሰሪ ደም ሰብን ብሰሪ እቲ ንሃገርን ከተማን ኣብአተን ዚነብሩ ኹላቶምን እተገብረ ዓመጻን ኪዘምቱኻ እዮም።
9. እምኒ ኻብ መንደቕ ኬእዊ፡ እቲ መጋጠሚ ድማ ካብ ዕጨይቲ ኺመልሱሉ እዩ እሞ፡ እቲ ንቤቱ ልዕል ኬብል፡ ካብ ኢድ መዓት ከአ ኪድሕን ኢሉ ንቤቱ ኽፉእ ረብሓ ዚሀርፍ ወይለኡ። ንብዙሓት ህዝብታት ብምጥፋእካ ንቤትካ ነውሪ መኸርካላ፡ ንነፍስኻውን ሓጣእካ።
10. እምኒ ኻብ መንደቕ ኬእዊ፡ እቲ መጋጠሚ ድማ ካብ ዕጨይቲ ኺመልሱሉ እዩ እሞ፡ እቲ ንቤቱ ልዕል ኬብል፡ ካብ ኢድ መዓት ከአ ኪድሕን ኢሉ ንቤቱ ኽፉእ ረብሓ ዚሀርፍ ወይለኡ። ንብዙሓት ህዝብታት ብምጥፋእካ ንቤትካ ነውሪ መኸርካላ፡ ንነፍስኻውን ሓጣእካ።
11. እምኒ ኻብ መንደቕ ኬእዊ፡ እቲ መጋጠሚ ድማ ካብ ዕጨይቲ ኺመልሱሉ እዩ እሞ፡ እቲ ንቤቱ ልዕል ኬብል፡ ካብ ኢድ መዓት ከአ ኪድሕን ኢሉ ንቤቱ ኽፉእ ረብሓ ዚሀርፍ ወይለኡ። ንብዙሓት ህዝብታት ብምጥፋእካ ንቤትካ ነውሪ መኸርካላ፡ ንነፍስኻውን ሓጣእካ።
12. ከምቲ ማያት ንመዓሙቑ ባሕሪ ዜጎልብቦ፡ ምድሪ ብፍልጠት ክብሪ እግዚኣብሄር ክትመልእ እያ እሞ፡ እቲ ንኸተማ ብደም ዚሀንጽ፡ ንዓዲ ኸአ ብአበሳ ዜጽንዕ ወይለኡ። እንሆ ህዝብታት ንሓዊ ዚጽዕሩ፡ ኣህዛብ ከአ ንኸንቱ ዚደኽሙስ ካብ ጐይታ ሰራዊትዶ ኣይኮነን።
13. ከምቲ ማያት ንመዓሙቑ ባሕሪ ዜጎልብቦ፡ ምድሪ ብፍልጠት ክብሪ እግዚኣብሄር ክትመልእ እያ እሞ፡ እቲ ንኸተማ ብደም ዚሀንጽ፡ ንዓዲ ኸአ ብአበሳ ዜጽንዕ ወይለኡ። እንሆ ህዝብታት ንሓዊ ዚጽዕሩ፡ ኣህዛብ ከአ ንኸንቱ ዚደኽሙስ ካብ ጐይታ ሰራዊትዶ ኣይኮነን።
14. ከምቲ ማያት ንመዓሙቑ ባሕሪ ዜጎልብቦ፡ ምድሪ ብፍልጠት ክብሪ እግዚኣብሄር ክትመልእ እያ እሞ፡ እቲ ንኸተማ ብደም ዚሀንጽ፡ ንዓዲ ኸአ ብአበሳ ዜጽንዕ ወይለኡ። እንሆ ህዝብታት ንሓዊ ዚጽዕሩ፡ ኣህዛብ ከአ ንኸንቱ ዚደኽሙስ ካብ ጐይታ ሰራዊትዶ ኣይኮነን።
15. ብሰሪ ደም ሰብን ብሰሪ እቲ ንሃገርን ከተማን ኣብአተን ዚነብሩ ኹላቶምን እተገብረ ዓመጻን፡ እቲ ንሊባኖስ ዝመጸካያን ኬጎልብበካ እዩ እሞ፡ እቲ ንብጻዩ ዜስትየን፡ ዕርቃኑ ኺርእስ ዜስክሮን መርዚ ዜቕርበሉን ወየለኡ። ንስኻ ኣብ ክንዲ ኽብርስ ነውሪ ኽትጸግብ ኢኻ፡ ንስኻ ድማ ስተ፡ ነቲ ዘይግዙር ምዃንካውን ቅልዓዮ፡ እቲ ጽዋእ የማን ኢድ እግዚኣብሄር ኪምለሰካ፡ ኣብ ልዕሊ ኽብርኻ ድማ ነውራም ትፉእ ኪኾነካ እዩ።
16. ብሰሪ ደም ሰብን ብሰሪ እቲ ንሃገርን ከተማን ኣብአተን ዚነብሩ ኹላቶምን እተገብረ ዓመጻን፡ እቲ ንሊባኖስ ዝመጸካያን ኬጎልብበካ እዩ እሞ፡ እቲ ንብጻዩ ዜስትየን፡ ዕርቃኑ ኺርእስ ዜስክሮን መርዚ ዜቕርበሉን ወየለኡ። ንስኻ ኣብ ክንዲ ኽብርስ ነውሪ ኽትጸግብ ኢኻ፡ ንስኻ ድማ ስተ፡ ነቲ ዘይግዙር ምዃንካውን ቅልዓዮ፡ እቲ ጽዋእ የማን ኢድ እግዚኣብሄር ኪምለሰካ፡ ኣብ ልዕሊ ኽብርኻ ድማ ነውራም ትፉእ ኪኾነካ እዩ።
17. ብሰሪ ደም ሰብን ብሰሪ እቲ ንሃገርን ከተማን ኣብአተን ዚነብሩ ኹላቶምን እተገብረ ዓመጻን፡ እቲ ንሊባኖስ ዝመጸካያን ኬጎልብበካ እዩ እሞ፡ እቲ ንብጻዩ ዜስትየን፡ ዕርቃኑ ኺርእስ ዜስክሮን መርዚ ዜቕርበሉን ወየለኡ። ንስኻ ኣብ ክንዲ ኽብርስ ነውሪ ኽትጸግብ ኢኻ፡ ንስኻ ድማ ስተ፡ ነቲ ዘይግዙር ምዃንካውን ቅልዓዮ፡ እቲ ጽዋእ የማን ኢድ እግዚኣብሄር ኪምለሰካ፡ ኣብ ልዕሊ ኽብርኻ ድማ ነውራም ትፉእ ኪኾነካ እዩ።
18. እቲ ቖራጺኡ ዚቖርጾ ቕሩጽ ምስልስ እንታይ ይጠቅም፡ እቲ ዓያዩ ዓባስ ጣኦታት ገይሩ ብዕዩኡ ዚእመንከ እቲ ፍሉስ ምስልን መምህር ሓሶትን እንታይ ይጠቅም፡
19. እቲ ንዕጨይቲ፡ ንቓሕ፡ ንዓባስ እምኒ ኸአ፡ ተንስእ፡ ዚብል ወይለኡ። ንሱዶ ይምህር እዩ፡ እንሆ፡ ንሱ ብወርቅን ብሩርን ልቡጥ እዩ፡ ኣብ ውሽጡ ኸአ ገለ እስትንፋስ የብሉን።
20. ግናኸ እግዚኣብሄር ኣብ ቅዱስ መቕደሱ እዩ፡ ኩላ ምድሪ ኣብ ቅድሚኡ ስቕ ትበል።

  Habakkuk (2/3)